"Anes Men Koyne Eye"
— ร้องโดย Dinkuan Hagos
"Anes Men Koyne Eye" เป็นเพลงที่แสดงเมื่อวันที่ เอริเทรีย เผยแพร่เมื่อวันที่ 26 กันยายน 2018 ทางช่องทางการของค่ายเพลง - "Dinkuan Hagos" ค้นพบข้อมูลพิเศษเกี่ยวกับ "Anes Men Koyne Eye" ค้นหาเนื้อเพลงของ Anes Men Koyne Eye การแปล และข้อเท็จจริงเพลง รายได้และมูลค่าสุทธิสะสมโดยผู้สนับสนุนและแหล่งอื่น ๆ ตามข้อมูลที่พบในอินเทอร์เน็ต เพลง "Anes Men Koyne Eye" ปรากฏในชาร์ตเพลงที่คอมไพล์แล้วกี่ครั้ง? "Anes Men Koyne Eye" เป็นมิวสิกวิดีโอที่มีชื่อเสียงซึ่งติดอันดับท็อปชาร์ตยอดนิยม เช่น 100 อันดับแรก เอริเทรีย เพลง, 40 อันดับแรก เอริเทรีย เพลง และอื่นๆ
|
Download New Songs
Listen & stream |
|

"Anes Men Koyne Eye" ข้อเท็จจริง
"Anes Men Koyne Eye" มียอดดูทั้งหมด 1.5M และ 10.5K ชอบบน YouTube
เพลงถูกส่งเมื่อวันที่ 26/09/2018 และใช้เวลา 317 สัปดาห์ในชาร์ตเพลง
ชื่อดั้งเดิมของมิวสิควิดีโอคือ "DINKUAN HAGOS - ኣነስ መን ኮይነ እየ- ANES MEN KOYNE EYE - ብቤ/ት/ሰ/ደ/ብ/ቅ/ገብርኤል ኣኽርያ"
"Anes Men Koyne Eye" ได้รับการเผยแพร่บน Youtube ที่ 25/09/2018 22:21:23
"Anes Men Koyne Eye" เนื้อเพลง, ผู้แต่ง, ค่ายเพลง
ኣነስ መን ኮይነ እየ
ኣነስ መን ኮይነ እየ ኣብ ቅድሜኻ
ሰናይ ጌርካለይ ንባርያኻ
ብምሕረት ጠሚትካ ጸዊዕካኒ
ውዕለትካ እግዚኣብሔር በዚሑኒ
ክንደይ ሳዕ ዘይቀንጠብኩ ንዕጸ በለስ ሓጢኣት
ትዕቢት ልበይ ዓዚዙ ረሲዐ ናትካ ውዕለት
ብብዝሒ በደለይሲ ክውሕደኒ እኳ ምሟት
ፍቕርኻ ኣብጺሑኒ ኣርእዩኒ እዛ ሰዓት
ከም ምሕረትካ እዩ ጐይታ ( 3 ) ከም በደለይ ኣይኮነን
ንምረት ኣውያት ልበይ ንስኻ ኢኻ ሰማዒ
ብዘይካኻ ዘይብለይ ካልእ ዝብሎ ረዳኢ
ኣብ ጸጽባሕ ምሕረትካ ኣብ ልዳተይ ዝቐውም
ባርነት ኣርሒቑለይ ባርነት ሓጢኣት ዓለም
ከም ምሕረትካ እዩ ጐይታ ( 3 ) ከም በደለይ ኣይኮነን
ንዓይ ንጓሳ ኣባጊዕ እንታይ ኢኻ ርኢኻለይ
ንኡስ እንድየ ብዕድመ ንዑቕ'ውን ብኣሕዋተይ
ቅብኣትካ ኣፍሲስካለይ ንህይወተይ ቀይርካ
ሰማዕ ጸሎት ትሑታት ኣምላኸይ ርህሩህ ኢኻ
ከም ምሕረትካ እዩ ጐይታ ( 3 ) ከም በደለይ ኣይኮነን
እንታይ ኮን እየ ጌረልካ ኣነ እዚ ድኹም ኣዳም
ኩሉ ሳዕ ክትሓስበኒ እኳ ዘይተብል ሰለም
በትርኻ ምስ ምርኩስካ ስለዘይተፈልያኒ
ምሳኻ ምህላወይ ብዙሕ ሰላም ኣሎኒ
ከም ምሕረትካ እዩ ጐይታ ( 3 ) ከም በደለይ ኣይኮነን